ብሎግ

ድሕነት ትራፊክ ኣብ 2016

ድሕነት ትራፊክ ኣብ ኣሃዛት 2016

ኣብ 2015 ኣብ ትራፊክ ዝሞቱ ሰባት 178 ክኸውን ከሎ ኣብ 2016 ድማ ናብ 211 ዝሞቱ ሰባት ወሲኹ።

ካብ ደቂ ኣንስትዮ ልዕሊ ዕጽፊ ዝበዝሑ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ትራፊክ ህይወቶም ዝሰኣኑ።

ዳርጋ ፍርቂ ካብቶም ዝተጎድኡ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ እዮም።

ብመገዲ መጓዓዝያ ዝመጽእ ውልቃዊ መጉዳእቲ፤

ጠቕላላ ብዝሒ ኣብ ትራፊክ ዝሞቱ ሰባት 211 እንትኾኑ ካብዚኦም እቶም 109 ኣብ መኪና፣ 28 ኣብ ሞተር ብሽክለታ፣ 22 ኣብ ሞፔድ፣ 31 ኣብ ብሽክለታን 36 እግረኛታትን እዮም።

እቶም ቁጽርታት ካብ ስታቲስቲክስ ዴንማርክ ዝተወስዱ እዮም።

Vi bruger cookies til indsamling af statistik og til trafikmåling. Vi bruger informationen til forbedring af hjemmesiden. Ved at klikke videre, accepterer du brugen af cookies.